Archive - 2018

ደቡብ – መነባብሮ ሓ.ስ.ኲ. ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕሪ ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ መነባብሮ ስንኩላን ኲናት ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ብ29 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ፡ ኣባላት ማሕበርን መሻርኽትን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ፡ ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ...

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ኣብ ባረንቱ ሰሚናር ኣካዪዱ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ራኢኡ፡ ተልእኾኡን ዕላማታቱን ንምጭባጥ ዘሰላሰሎ ንጥፈታት ዘንጸባርቕ – ብ27 ጥቅምቲ ኣብ ባረንቱ ሰሚናር ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ማሕበር መምህር ገብረብርሃን ኢያሱ፡ ብመንገዲ ኣብ...

ኤርትራ፡ ኣብ ምጥፋእ ትራኮማ ጽቡቕ ከምዝሰጐመት ተገሊጹ

ኤርትራ፡ ኣብ 2021 ካብ ሕማም ትራኮማ ናጻ ንምግባራ ዓበይቲ ንጥፈታት ከምእተኻየዱ፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ኣብ ትስፉው መድረኽ ተበጺሑ ከምዘሎ፡ ካብ 22 ክሳብ 24 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተገብረ ገምጋማዊ ዘተ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ካብ መላእ ሃገር ዝተወከሉ ሓለፍቲ...

ሰንዓፈ – ምሩጽ ኣዝርእቲ ስርናይ ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ንፈተነ ብመስኖ ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ጀራዲን ዝተዘርአ ኣቲላን ሲድራን ዝተባህለ ምሩጽ ኣዝርእቲ ስርናይ፡ ድሓን ውጽኢት ተረኺቡዎ። ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መንእሰይ ዑቕባይ መብራህቶም፡ እቲ ሓድሽ ዓሌት ስርናይ ንደርቅን ባልዕን...

Login

Categories