Archive - 2018

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም

ኣብ ኩወይት፡ ዱበይ – ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሽወደንን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለየ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኩወይት ኣቶ ሑመድ ያሕያ ሓሊ፡ ምስ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ጉዳያት ፕሮቶኮል ኣቶ...

ሓረስቶት ፎሮ፡ ሓጋዚ ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ኣፍልጦ ሓረስቶት ክብ ብምባል እቶታውነት ንምድንፋዕ ዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ካብ ሓሙሽተ ምምሕዳራት ከባቢ ንዝተዋጽኡ 28 ሓረስቶት ስልጠና ወዲቡ። እቲ ካብ ምምሕዳራት ከባቢ ዙላ፡ ኣፍታ፡ ሓድሽ፡...

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ኢጣልያን፡ ኣብ ምድንፋዕ ዝምድናታት ዘትዮም

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን፡ ብ24 ጥቅምቲ 2018 ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ምትሕብባርን ኢጣልያ – ኢንዞ ሞኣቬሮ ሚላነሲ ተራኺቦም ተዘራሪቦም። ሚኒስተራት...

Login

Categories