መስርሕ ምኽፋል ግብሪ መንግስቲ፡ ብመሰረት ዝወጽአ ሰሌዳ ግዜን ደረጃ ከፈልትን፡ ኣብ መላእ ሃገር ብጽፈት ይሰላሰል ከም ዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ኣቶ የውሃንስ ኢሳቕ ሓቢሩ። “ግብሪ ካብ ካልኦት ናይ ኣገልግሎት ክፍሊታት...
Archive - 2018
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓቕምታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ኣተባባዒ ምንባሩ፡ ጨንፈር ሃማደኤ ቅድሚ ትማሊ 25 ጥሪ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዘቃነዖ ገምጋም ተገሊጹ። ሓላፊት’ቲ ጨንፈር ወ/ሮ ሳዕዲያ ኢብራሂም ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ኣብ...
ብቕዓት ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋጽን ንምምዕባልን ብልዑል ኣድህቦ ይስራሕ ከም ዘሎ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን፡ ብ22ን 23ን ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ ገሊጻ። ኣብ ኩሉ ከባቢታት ዝነብር ህዝቢ ዝተማልአ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News From Eritrea – January 26, 2018
ERi-TV Arabic News From Eritrea – January 26, 2018
ERi-TV ምኽሪ ሞያውያን – Interview with Mr. Yohannes Gebreyesus – January 25, 2018
ERi-TV ምኽሪ ሞያውያን – Interview with Mr. Yohannes Gebreyesus, chairman of cultural affairs for the Red Sea Region. ቃለ መሕተት ምስ ኣቶ ዮውሃንስ ገብረየሱስ…
መስርሕ ትግባረ ርእሰ-ውጥን ሓውሲ- ከተማ ኤደን – ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ፡ 75 ሚእታዊት ተዛዚሙ። እቲ ብምትሕብባር ክፍሊ ህንጻዊ ልምዓት ዞባ ዓንሰባ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ቤት-ምኽሪ ምምሕዳር ሓውሲ ከተማ ኤደንን ነበርትን ዝሰላሰል...
ሃማመተኤ፡ ሞያዊ ዓቕሚታት መንእሰያት ብምጉልባት ምንጪ ቊጠባዊ እቶቶም ንምውሓስ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – 50 መንእሰያት፡ ንክልተ ኣዋርሕ ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ኣሰልጢኑ። ሰልጠንቲ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝቐሰምዎ ሞያ፡ ንነፍሲ-ወከፎም...
ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት፡ ካብ 1 ለካቲት 2018 ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን፡ ንዘይመንበሪ ዝካረ ናይ ብሕቲን ናይ መንግስትን ኣባይቲ ዝምልከት፡ ብሃገር ደረጃ ዝስራሓሉ ዝተመሓየሸ መምርሒ ኣውጺኡ። ብመሰረት’ዚ ወጺኡ ዘሎ መምርሒ፡ መጠን ክፍሊት ክራይ ብቐንዱ ኣብ ዓቐን...