Archive - 2018

ኣብ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይ-ምነ ደጋፊ ማእቶት ተኻዪዱ

ህዝብን ሰራሕተኛታት መንግስትን ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ፡ ብመንግስቲ መሰረታዊ ጽገና ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ 41 ኪሎ-ሜትር ዝንውሓቱ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይ-ምነ፡ ዕዉት ወፈራዊ ንጥፈታት ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ብ20 ሚያዝያ ዝተሳላሰለ ወፈራ፡ ተቐማጦ ምምሕዳራት...

ጸሮና – ህቦብላዊ ዝናብ ጕድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ዑና-ዓንዶም፡ ዓዲ ሓርገጽ፡ ዓዲ- ኸረን፡ ደቂ-ሌፋይ፡ ፍልሖ፡ ግንዘቦን ጎበለን ብ4 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዘጋጠመ ብህቦብላን በረድን ዝተሰነየ ዝናብ፡ ኣብ ህይወትን ንብረትን ጕድኣት ከምዘውረደ፡ ካብ’ቲ ቦታ...

መደበር ጥዕና ገለብ ብቕዓታ ንኽዓቢ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

መደበር ጥዕና ገለብ፡ ምስ ምስጋም ህዝቢ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ወርሒ መስከረም ጻዕቂ ተገልገልቲ ስለ ዘጋጥማ፡ ብኹሉ መዳያ እትዓብየሉ ኵነታት ክፍጠር፡ ሓላፊ’ታ መደበር ጥዕና ነርስ ሰመረ ተስፋይ ኣዘኻኺሩ። ህዝቢ ንኡስ ዞባ ገለብ ኣብ ንቡር ግዜ...

ኣፍዓበት – ኣብ ምሕያል ውጽኢት ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ኣብ ምሕያል ውጽኢት ትምህርቲ ዝዝቲ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዓብዱላሂ ሳልሕ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ምቊራጽ፡ ዋሕዲ ተሳታፍነት ብፍላይ ኣብ ቀዳማይን ሻምናይን ክፍሊ፡ ከምኡ’ውን ግዜ ትምህርቲ ብግቡእ...

ጋሽ-ባርካ – ሃማደኤ፡ ንቕሓት ደቂ-ኣንስትዮ ንምብራኽ ጎስጓሳት ኣካይዱ

ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንደቂ- ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ኣባላት ሰራዊት፡ ተሓጋገዝቲ ነርስ፡ ከምኡ’ውን ተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ኩሉመዳያዊ ንቕሓተን ንምብራኽን ኣብ ከባቢአን ዘለዉ ዕድላት ብግቡእ ዝጥቀማሉ ባይታ...

መንግስቲ፡ ንተኣለይቲ ስንኩላን ኲናት ናይ ኣስታት 786 ሚልዮን ናቕፋ ደገፍ ገይሩ

መንግስቲ፡ ካብ 2003 ክሳብ 2015፡ ንተኣለይቲ ስንኩላን ኲናት ናይ ኣስታት 786 ሚልዮን ናቕፋ ደገፍ ከምዝገበረ፡ ሰነዳት ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ይሕብሩ። ብመሰረት’ቲ ሰነዳት፡ እቲ ን4,707 ተኣለይቲ ስንኩላን ኲናት ዝተገብረ ደገፍ፡ ኣብ ማሕበራዊ፡...

Login

Categories