ባህላዊ፡ ስነ-ጥበባዊ፡ ስፖርታውን ትምህርቲ ጠቀስን ውድድራት ዘጠቓለለ ቅነ ኣብያተ-ትምህርት ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ዓሰብን፡ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ። እቲ ቅነ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዓቕሚታት ተመሃሮ ኣብ ምዂስኳስን ኣብ መንጎኦም ዝፈጥሮ ቅዱስ ናይ ውድድር...
Archive - 2018
ኣብ ከተማ ባረንቱ፡ ብምውህሃድ ስታፍ ምምሕዳር እዚ ምዕራባዊ ግንባርን ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካን ዝተወደበ፡ ኣብ ምሕያል ብቕዓት መሪሕነት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ንክልተ ቕነ ዝቐጸለ ስልጠና፡ ሓለፍቲ ስታፍ ምምሕዳር እዚ ምዕራባዊ ግንባር፡...
ኣብ ሓሽሻይ – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምድንፋዕን፡ ተሳትፎን ውጽኢትን ተመሃሮ ንምሕያልን ዝሕግዝ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብደረጃ ዞባን ንኡስ ዞባን ዝነጥፉ ዝምልከቶም ኣካላት፡ ከምኡ’ውን ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓሺሻይ፡ ጎልያ፡ ሸንጌንን...
ሸውዓተ ዓድታት ንኡስ ዞባ ከረን፡ ጽሬት ከባቢአን ብምሕላው ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት ንምቊጽጻር፡ ኮም ዝሰረቱ መደብ ከባብያዊ ጥዕና ኣተኣታትየን። ብመሰረት ሓበሬታ ኣሃዱ ከባብያዊ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ነበርቲ ቁኒዕ፡ ደሮቕ፡ ወሰበንስሪዂ፡ ሕመራይ፡ ድጊ፡...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for May 4, 2018.
May 4, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ገዲም ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ፡ ብ2 ግንቦት ብሕማም ኣብ መበል 72 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ መፋርቕ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ፡ ክሳብ ምምጻእ ናጽነት ኣብ ኣሃዱ ከቢድ ብረት ብዝተፈላለየ...
ኣብ ፈረንሳ፡ ጀርመንን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ውዳበታቶም ዝግምግምን ዘደንፍዕን መደባት ከምዘሰላሰሉ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ፈረንሳ ወይዘሮ ሃና ስምኦን፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ፓሪስን ከባቢኣን፡ ኣብ ህልው ምዕባለታትን...
ንቑሕን ሓያልን ውዳበ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ እምነ- ኲርናዕ ናይ’ቲ ኤርትራ ከም ሃገር ንኽትህሉን ቀጻልነታን ምዕባለኣን ክወሓስን ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልሲ ምዃኑ፡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ የማነ...
ERi-TV መደብ ኒሚጎዕ: How Did Sembel/ሰምበል Get Its Name