ካብ ምምሕዳራት ከባቢ፡ ሰራሕተኛታት መንግስቲን መሻርኽቲ ሃማደኤን ዝተወከላ ደቂ-ኣንስትዮ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል መንደፈራ ንዝርከባ ግዳያት ፊስቱላ፡ ዋጋ 36 ሽሕ ናቕፋ ናውቲ ንጽህናን 11 ሽሕ ናቕፋን ኣበርኪተን። ብዛዕባ’ቲ ብውዱብ መንገዲ ብ16...
Archive - 2018
ኣብ ሆስፒታል ኣፍዓበት፡ ካብ ንኡሳን ዞባታት ኣፍዓበት፡ ናቕፋ፡ ቅሮራን ኣዶብሓን ዝመጹ 145 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ተገይሩሎም። እቶም ዜጋታት፡ ካብ 3 ሓምለ ጀሚሩ ንኣስታት 10 መዓልታት ኣብ 629 ሰባት ብዝተገብረ መርመራ ዓይኒ ዝተለለዩ ምዃኖም፡ ወኪል ኤሪና...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሚኒስተር ትምህርቲ ሰመረ ርእሶም፡ ከም ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከገልግል ብ20 ሓምለ መዚዝዎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ዝኸተማሉ ሓሙሽተ ዓንድታት ዘለዎ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ላዕላይ-ጋሽ፡ ብሞያ ስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝሰልጠና 25 ደቂ-ኣንስትዮ ተመሪቐን። ኣብ ሃማመተኤ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ ሓላፊ ፖለቲካን ውዳበን ኣቶ ማሪቆስ ግርማጽዮን፡ ዕላማ’ቲ ሞያዊ ስልጠና ደቂኣንስትዮ ሞያዊ ዓቕመን ኣበሪኸን...
ኣብ መስርሕ ምድጅታል ኣገልግሎታት ፈነወታት ቴሌቪዥንን ሬድዮን ኤርትራ ዝሕግዝ ስልጠና፡ ትማሊ 23 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ኣብ’ዚ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራን ዝተወደበ ንሰለስተ ሰሙን ዝቕጽል ስልጠና፡ 45 ኣባላት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ንጉስ ስዑዲ-ዓረብ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣልስዑድን፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ዞባዊ ምዕባለታትን ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም። ንጉስ ሳልማን፡ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ንዘለዋ ምሕዝነታዊ ዝምድና ዓቢ ግምት ከምእትህቦ፡ ኣብ መዳያት...
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 24 ሓምለ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
July 23, 2018 – Evening Tigre Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea: Graduation Season