Archive - 2018

ሓልሓል – ኣዛዚ ፖሊስ ዞ/ዓንሰባ ሰሚናር ኣካዪዱ

ሕብረተ-ሰብ፡ ካብ ድሑራትን ጐዳእትን ባህልታትን እምነታትን ሓራ ኮይኑ፡ ኣብ ምዕቃብ ክብርታቱ ኣሐይሉ ክሰርሕ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ዓንሰባ ኮሎኔል ልብሱ ተስፋሚካኤል ኣዘኻኺሩ። ኮለኔል ልብሱ፡ ብ7 ታሕሳስ ንተማሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዑመር እዛዝ...

ፈጻሚ ቦርድ ሃማደኤ ትግባረ መደባት ገምጊሙ

ፈጻሚ ቦርድ ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ፡ ደረጃ ደቂ-ኣንስትዮ ንምምዕባልን ምዕሩይ ዕድላት ንምርግጋጽን ዝተሰላሰሉ መደባት ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ መደባት ንምውጣን ዝዕላማኡ – ብ13ን 14ን ታሕሳስ ኣኼባ ኣቃኒዑ። ካብ ሽድሽቲአን ዞባታት ሃገርናን፡...

ትሕዝቶ ‘ዋዕላ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ኤርትራ’ ተደብቲሩ

ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ “ኤርትራዊ መጽናዕታት – ፍኖተ መጻኢ” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 20 ክሳብ 22 ሓምለ 2016 ኣብ ኣስመራ ናይ ዝተኻየደ ‘ኣህጉራዊ ዋዕላ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ኤርትራ’ ዝሓዙ...

ታሪኻውያን ድፋዓት ግንባር ናቕፋ ጽገና ተገይሩሎም

ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ብፍላይ ድማ ካብ 1978 ክሳብ 1988 ኣብ ዝነበራ 10 ናይ ምርብራብ ዓመታት፡ ቅያን መስተንክራዊ ጅግንነትን ዝተፈጸመሎም ታሪኻውያን ድፋዓት ግንባር ናቕፋ፡ ጽገና ተገይሩሎም። እቲ ንድፋዓት ‘ግሎብ’፡ ታባ ‘ሰላም’ን ከባቢ ፊደል ‘ፐ’ን...

Login

Categories