Archive - 2018

ብስርዓተ-ጂኦግራፍያዊ ሓበሬታ ዝሰልጠኑ ኣባላት ተመሪቖም

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ‘ኳንቱም’ ብዝተባህለ ስርዓተ ጂኦግራፍያዊ ሓበሬታ ንሓደ ወርሒ ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝሰልጠኑ 51 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 130 ኣባላት ክፍሊ ሕርሻን መሬትን፡ ብ17 ታሕሳስ ተመሪቖም። ዋና ዳይረክተር ናይ’ቲ ክፍሊ ኣቶ ሃይለሚካኤል እዮብ፡ እቲ...

ደቡብ – ንኣገዳስነት ልግሲ ደም ዝምልከት ጐስጓሳት ተኻዪዱ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን፡ ንኣገዳስነት ልግሲ ደም ብዝምልከት – ንሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ወከልቲ ህዝቢን መራሕቲ ሃይማኖትን ጐስጓሳት ተኻዪዱ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣቶ ኣብርሃም ዮሃንስ፡ ንጥፈታት...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ካብ ናይ ሕ.ኢ.ዓረብ መገሻኡ ተመሊሱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ትማሊ 19 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ፍርቂ መዓልቲ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብ17 ታሕሳስ ምስ ወራሲ ዓራትን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል...

Login

Categories