Archive - 2018

ትካላት ኣገልግሎት፡ ናብ ዕብየት ቱሪዝም ከተኲራ ይሕተታ

ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ እንግዶተን ኲኖ መኽሰብ ኣብ ዕብየት ቱሪዝም ዘተኰረ ክኸውን፡ ብ12 ታሕሳስ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናር ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ሚኒስተር ቱሪዝም ወይዘሮ ኣስካሉ መንቆርዮስ፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ናይ ሶማልያን ኬንያን ዑደቱ ዛዚሙ ተመሊሱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሪፓብሊክ ሶማልያን ሪፓብሊክ ኬንያን ዝገበሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ዛዚሙ፡ ትማሊ 15 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ ኣስመራ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቀትሪ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝርከብ ቤተ...

Login

Categories