Archive - 2018

ናይ ሓባር ጋዜጣዊ መግለጺ ሶማልያን ኤርትራን

ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፑብሊክ ሶማልያ፡ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፎርማጆን ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂን፡ ካብ 13-14 ታሕሳስ 2018፡ ኣብ ሞቓድሾ – ሶማልያ ንክልተ መዓልታት ናይ ምምኽኻር ኣኼባ ኣካይዶም። ክልተኦም ፕረዚደንትታት፡ ኣብ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ሶማልያ ዑደቱ ዛዚሙ ኬንያ ኣትዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደቱ ዛዚሙ፡ ትማሊ 14 ታሕሳስ ኣማስያኡ ናብ ሪፓብሊክ ኬንያ ኣትዩ። ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ናይሮቢ ኣብ ዝበጽሓሉ ድማ – ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብሚኒስተር...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ መደባት ኣሰላሲሎም

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለዩ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ኣቶ መሓመድ ሱሌማንን፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመርን፡ ኣብ ከተማ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሶማልያን ኬንያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያን ሪፓብሊክ ኬንያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 13 ታሕሳስ ንግሆ ገይሹ። እዚ ምብጻሕ’ዚ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ መንጎ ሃገራቶም ዘሎ ዝምድናን ሽርክነታዊ...

Login

Categories