Layout A (with pagination)

ኣውቶቡስ ሓራት፡ ኣብ መስመር ተሰነይኣዲባራ ጀሚራ

ኣውቶቡስ ሓራት፡ ኣብ መስመር ተሰነይኣዲባራ ጀሚራ

ኩባንያ መጐዓዝያ ሓራት፡ ኣብ መስመር ተሰነይ-ኣዲባራ ኣውቶቡስ ብምምዳብ – ኣገልግሎት ከምዝጀመረ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ሓላፊ ኦፐሬሽን ኩባንያ ሓራት ኣቶ ንጉሰ ገብረዝጊኣብሄር፡ እቲ ኣገልግሎት መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ነቲ ናይ 47 ኪሎ-ሜተር መስመር ዝሕተት ክፍሊት፡ 15 ናቕፋ ጥራይ ከምዝኾነ ገሊጹ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ ኣቶ ኣቡበከር ማሕሙድ፡ ህዝቢ ኣብ ዕለታዊ ንጥፈታቱ ክሽገር፡...

Read More

ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ደቡብ፡ ውጥናቱ ንትግባረ የበጋግስ

ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ደቡብ፡ ኣብ መዳይ ባህሊ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂያዊ ውጥን ብምንጻር – ኣብ ምብግጋስ ከምዝርከብ፡ ብ8 ጥሪ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። ኣብ መደባት ባህሊ፡ ኪንዮ ምምዕራግ በዓላት፡ ኣብ ምሕያል ባህላዊ ንጥፈታት ኣገዳሲ ግደ ንምጽዋት፡ ዘሎ ድኻማትን ብልጫታትን ብምልላይ – ብዝለዓለ ክስራሕ ምዃኑ ኣብሪሁ። ኣብ’ቲ ዞባ ዘለዉ ክኢላታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ምድህሳስ ስነ-ጥንታዊ ኣሰራት ዝተዋፈሩ...

Read More

Login

Categories