Layout A (with pagination)

ፖሊስ ኤርትራ – ገምጋም ኣካይዱ፡ ኣብ መደባት 2020 ዘትዩ

ፖሊስ ኤርትራ፡ ብ9ን 10ን ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ማእከላይ ቤትጽሕፈቱ ኣብ ዘቃነዖ ኣኼባ፡ ገምጋም ስራሕ 2019 ብምክያድ፡ ኣብ መደባት 2020 ዘትዩ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ጨናፍር፡ ስታፋትን ኣዘዝቲ ፖሊስ ዞባታትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ተርእዮ ገበናት ምስ ናይ 2018 ክነጻጸር እንከሎ – ብ6 ሚእታዊት ከምዝጐደለ ሓቢሩ። ኣብ 2019 ብሃገር ደረጃ፡ መዓልታዊ ብገምጋም ኣስታት 37...

Read More

ኮሎኔል የማነ ጸጋይ ብሃንደበታዊ ሕማም ተሰዊኡ

ኣብ መኰነን ጥዕና ሚኒስትሪ ምክልኻል ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ሰራዊት፡ ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል የማነ ጸጋይ፡ ብሃንደበታዊ ሕማም ብ10 ጥሪ ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸምበረ ኮሎኔል የማነ፡ ክሳብ ግዜ መስዋእቱ ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት፡ ብልዑል ሞያዊ ብቕዓት ንህዝቡን ሃገሩን ብተወፋይነት ዘገልገለ ሓርበኛ እዩ። ኮሎኔል የማነ ጸጋይ፡ በዓል...

Read More

ኤርትራን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺአን

ኤርትራን ሶማልያን፡ ንዑደት ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር፡ ትማሊ 11 ጥሪ ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺአን። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂን፡ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናን ንኽልቲአን ሃገራት ኣብ ዘገድስ ዞባዊ ምዕባለታትን ሰፊሕን ዓሚቚን ዘተ ከምዘካየዱ ዝጠቐሰ’ቲ ሓባራዊ መግለጺ፡ ኤርትራን ሶማልያን ብ29 ሓምለ 2018 ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ዝኸተማኦ “ሓባራዊ ኣዋጅ ምሕዝነትን ኣጠቓላሊ...

Read More

Login

Categories