Layout A (with pagination)

ደ/ቀ/ባሕሪ – 64 ጽጉማት ስድራቤታት ሓገዝ ተገይሩለን

ደ/ቀ/ባሕሪ – 64 ጽጉማት ስድራቤታት ሓገዝ ተገይሩለን

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ 2019 – ጽጉማት ስድራቤታት ንምሕጋዝ ዝተሰላሰለ መደብ፡ ኣብ መነባብሮ እተን ስድራቤታት እወታዊ ተራ ከምእተጻወተ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ተገሊጹ። ግዝያዊ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ዮሴፍ ፍስሃየ፡ 64 ጽጉማት ስድራቤታት ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ ብጥሪት ከምእተጣየሳ፡ 400 ጽጉማት ተመሃሮ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ከም እተገብረሎም፡ 30 ጽጉማት ደቂ-ኣንስትዮ ሞያዊ...

Read More

ጨ/ሃብቲ ማይ ዞባ ደቡብ 11 ፕሮጀክትታት ተግቢሩ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብምትሕብባር ህዝብን ኣካላት መንግስትን፡ ኣብ 2019 – ብ18 ሚልዮን ናቕፋ 11 ፕሮጀክትታት ቀረብ ማይ ከምእተሃንጸ፡ ብ6 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ንኡሳን ዞባታትን ዞባን ዝተሳተፍዎ ገምጋም፡ ሓላፊ ጨንፈር ሃብቲ ማይ ዞባ ደቡብ ኣቶ ክብሮም ምስግና ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ እቲ ኣብ ዓድታት ሓበናት፡ ሰምዲ፡ ዞኻሉ፡ ሳሎዳ፡ ዓዲ-ባዕከል፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ማእለውያ፡ ሽሓ፡ ክሳድ-ዳዕሮን ቤት-ትምህርቲ...

Read More

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኣቃኒዖም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ መበል 20 ዓመታዊ ሃገራዊ ፈስቲቫሎም ከካይዱ እንከለዉ፡ ኣብ ስቶክሆልም – ሽወደን ድማ ‘ዙር ብድሆ’ ተኻዪዱ። ብመሰረት’ዚ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ “ጽንዓት ብጽንዓት ንልምዓት” ብዝብል ቴማ፡ መሃርን ኣዘናጋዕን ትሕዝቶታት ዝሓቘፈ ፈስቲቫል – ካብ 3 ክሳብ 5 ጥሪ ኣብ ከተማ መልበርን ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ዝመጹ ኤርትራውያንን ዕዱማት ኣጋይሽን...

Read More

Login

Categories