Layout A (with pagination)

ፕረዚደንት ፈ/ሪ/ሶማልያ፡ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ – ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ ሰዓት 11፡30 ቅድሚ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተረኺቡ – ብናይ ክብሪ ሰልፊ ዝተሰነየ ኣቀባብላ ገይሩሉ። ኣብ’ቲ ናይ ምቕባል ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ...

Read More
ሰንዓፈ – 34 ሽሕ ህዝቢ ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ተኸቲቡ

ሰንዓፈ – 34 ሽሕ ህዝቢ ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ተኸቲቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ሳላ ጽፉፍ ቅድመ-ምድላዋትን ልዑል ምውህሃድን፡ ዕዉት ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ከም እተኻየደ ተሓቢሩ። እቲ ወፍሪ፡ ኣብ ክልተ ገጻት ተኸፋፊሉ ከምእተኻየደ ዝሓበረ – ኣወሃሃዲ ናይ’ቲ መደብ ነርስ ኣብርሃም በይን፡ ኣብ ግዜኡን በቲ ዝግባእ ጽፈትን ከምእተሰላሰለን፡ 34 ሽሕ ህዝቢ ከምእተኸትበን ገሊጹ። እቲ ስራሕ፡ ኣብ 7 ትካላት ጥዕና፡ 46 ግዝያዊ ነቑጣታትን 56 ኣብያተትምህርትን ከምእተሳለጠ እውን ኣረዲኡ።...

Read More

Login

Categories