To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Latest videos
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ – ካብ ዓሰርተ ሚልዮን ንላዕሊ ዘታለለት ወይዘሮ -February 05, 2019
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ሓውሲ ከተማ እንዳገርግስ ብልዕሊ 1.6 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት፡ ብ31 ጥሪ ተመሪቑ። እቲ ሓሙሽተ ክፍልታት ዘለዎ ህንጻ፡ ንነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓውሲ ከተማ እንዳገርግስ፡ ገዛ-ኸረን፡ ገዛ-ሓምለ፡ ገዛ...
ኣብ ትካላት ጥዕና ዝርአ ሕጽረት መሳርሒታትን ህንጻዊ ትሕቲቅርጽን ንምምላእ ብዕቱብ ክስራሓሉ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን ገሊጻ። ንጥፈታት ትካላት ጥዕና ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንምግምጋም፡ ብ31 ጥሪ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዝተኻይደ ኣኼባ –...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ጸገማት ዜጋታት ንምቅላል፡ ልዕሊ 21 ሚልዮን ናቕፋ ዝትመን ገንዘባውን ንዋታውን ደገፍ ከምዝገበረ፡ ብ31 ጥሪ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ገሊጹ። እቲ ደገፍ፡ ብደረጃ...
ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምጽምባል፡ ጉጅለ ያታ ስብሪትን ገዳይምን መንእሰያትን ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ዝሓቘፈት ጉጅለን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ምርኢት ዑደት ከካይዳ እየን። ብመሰረት ወጺኡ ዘሎ መደብ፡ እተን ጉጅለታት ብ16 ለካቲት ኣብ ባህርዳር፡ 17 ለካቲት ኣብ...