Latest videos

ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ላክሰምበርግ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ላክሰምበርግ ጂን ኣሰልቦርን፡ ሎሚ 14 ለካቲት ኣብ ቤት-ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡዎ። እቲ ርክብ፡ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድና፡ ገስጋስ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ከምኡ’ውን...

HDRI Publishers: Book Release – ህያው ደብሪ A Book Hailed As A Game Changer in Eritrean Modern Poetry

‘ህያው ደብሪ’ ኣብ ስነጽሑፍ ግጥሚ ኤርትራ ብርቂ መጽሓፍ፡ ሓድሽ እምነ-መኣዝን ዘንብር መበቆላዊ ዕዮ እዩ። ድሕሪ ደጊም፡ ኣብ ስነጽሑፍ ቅንየት ኤርትራ፡ ‘ህያው ደብሪ’ ፈላይ-ዶብ፡ ኣርሓዊ ሓድሽ መድረኽ፡ እምነ-መሰረት ዘመናዊ ቅንየት ክኸውን እዩ። ዘምህረት ዮሃንስ...

ደቀምሓረ – ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒን ስኒን ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ሆስፒታል ደቀምሓረ ዝወሃብ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒን ስኒን ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ፡ ሰብ ሞያ ጥዕና ገሊጾም። ሓኪም ስኒ – ዶክተር ኤፍረም ካሕሳይ፡ ኣብ’ቲ ሆስፒታል ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ስኒ ብመሳርሒታቱን ዓቕሚ-ሰቡን ካብ ግዜ ናብ ግዜ...

ከርከበት – ኣብ ጐዳእቲ ልምድታት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ከርከበት፡ ማሕበራዊ፡ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ሃስያ ጐዳእቲ ልምድታት ኣብ ሕብረተ-ሰብ ንምውጋድ፡ ንቕሓት ህዝቢ ኣብ ምብራኽ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ሓላፊ ጐስጓስን ሓበሬታን...

Login

Categories