‘ህያው ደብሪ’ ኣብ ስነጽሑፍ ግጥሚ ኤርትራ ብርቂ መጽሓፍ፡ ሓድሽ እምነ-መኣዝን ዘንብር መበቆላዊ ዕዮ እዩ። ድሕሪ ደጊም፡ ኣብ ስነጽሑፍ ቅንየት ኤርትራ፡ ‘ህያው ደብሪ’ ፈላይ-ዶብ፡ ኣርሓዊ ሓድሽ መድረኽ፡ እምነ-መሰረት ዘመናዊ ቅንየት ክኸውን እዩ።
ዘምህረት ዮሃንስ

Categories