ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማታት ሃምቡርግን ማንሃይምን – ጀርመን፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ነበርቲ ሃምቡርግ ብ16 ለካቲት ኣብ ዘካየዱዎ – ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ዞባናን ዘተኰረ ሰሚናር፡ ሃገራዊ መደባት ኣብ ምዕዋት...
Latest videos
ስሉጥነት ኣተኣኻኽባ ግብሪ ንምርግጋጽ፡ መሰረታዊ ፍታሕ ዘምጽእን መድረኽ ብመድረኽ ዝትግበርን ዕዮ ይሰላሰል ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ኣቶ ዮውሃንስ ኢሳቕ፡ ብሰንኪ ጸገማት ስርዓተ-መርበብ ኣብ መስርሕ ምኽፋል...
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ምምሕዳራት ከባቢ ዓሊ-ግድርን እንጅሓይን ንኣስታት ክልተ ዓመት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ዝስተ ማይ፡ ብምትሕብባር ህዝብን ኣካላት መንግስትን ብምፍትሑ፡ ጽሬቱ ዝተሓለወ ማይ ክሰትዩ ከምዝበቕዑ ነበርቲ ሓቢሮም። ኣገልግሎት ማይ ኣብ’ቲ ከባቢ፡...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ 21 ለካቲት – መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for February 22, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for February 22, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)