Latest videos

ጨ/ሚ/ትምህርቲ ዞባ ማእከል መንፈቓዊ ገምጋም ኣካዪዱ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል፡ ብ7 መጋቢት – ካብ መስከረም 2018 ክሳብ ጥሪ 2019 ዝተሰላሰለ ስራሕ ገምጊሙ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ኣካላት ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ምምሕዳር ዞባ ማእከል፡ ወከልቲ...

ጊንዳዕ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ክሰላሰሉ ተወጢኖም ዘለዉ ልምዓታዊ መደባት ንምድንፋዕ፡ ውዳቤታቶም ብምሕያል ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ፡ ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ ኣረጋጊጾም። ኣብ’ቲ ካብ ወርሒ ለካቲት ኣትሒዙ ኣብ 17 ምምሕዳራት ከባቢ...

ሎጎ-ዓንሰባ – መጠን ምሕላፍ ተመሃሮ ዕብየት ኣርእዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ መጠን ምሕላፍ ተመሃሮ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመተ-ትምህርቲ ብምንጽጻር ብ4 ሚእታዊት ከምዝዓበየ፡ ንጥፈታት ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ጸሃየ ብርሃነ፡...

ጽጉማት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ን/ዞ/ጐዳይፍ ሓገዝ ተገይሩለን

ብምኽንያት 8 መጋቢት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣባላት ሃማደኤ ኣብ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ጐዳይፍ፡ ትማሊ 9 መጋቢት ንጽጉማት ወገናተን ገንዘባዊ ሓገዝ ኣበርኪተን። ኣብቲ ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ማእከል ወ/ሮ ኣለም በላይ፡ ኣመሓዳሪት ንኡስ ዞባ ጐዳይፍ...

ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና፡ ካብ 18- 23 መጋቢት ክወሃብ’ዩ

ናይ 2019 ናይ ካልኣይ ደረጃ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና – ማትሪክ፡ ካብ 18 ክሳብ 23 መጋቢት ክወሃብ ምዃኑ፡ ማእከል ፈተና ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ኣፍሊጡ። እቲ ማእከል፡ መዓልታዊ ተመሃሮ ኣብ ቤትትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ (ሳዋ)፡...

Login

Categories