ERi-TV, Eritrea:መደብ ፍኖተ ህይወት: Diaspora in Sawa: Tedros Goitom (Sweden) & Mengestab Shishay (US)
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 11, 2018
ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ጥዕና ኣስመራ፡ ትማሊ 10 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ምምራቕ ስነስርዓት፡ 18 ብማዕርግ ማስትረይት፡ 178 ብቐዳማይ ዲግሪ፡ 263 ድማ ብዲፕሎማ፡ ብጠቕላላ 459 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ቀጽሪ ህንጻ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ እቶም...
ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018 ንዝነበረ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝግምግም ርክብ፡ ብ5 ሓምለ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ኣብያተ-ትምህርትን ኣባላት ምምሕዳርን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ውጽኢት ተመሃሮ በብደረጃኡ፡...
ብምኽንያት ምብጻሕ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ – ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ሓውሲ-ከተማታትን ኤርትራ፡ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓድሽ ምዕራፍ ንምኽፋት ወሲዶምዎ ንዘለው ተበግሶ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for July 11, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 11, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 10, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for July 10, 2018
ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብጆግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖት፡ ዝተጠምሩ፡ መሰረታዊ ሓባራዊ ረብሓታት ዘለዎም ህዝብታት ከምዝኾኑ ብምግንዛብ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት፡ ኣብዚ ሓባራዊ ውርሻ ዝተመስረተ ብሩህ መጻኢ ንምህናጽ ዝነበሮም ዕድላት...