ERi-TV, #Eritrea – ልዝብ መንእሰያት፡ መንእሰያት ተሮኦም ኣብ ምዕቃብ ቋንቋ – The role of youth in preserving language
Author - Staff
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎኜ፡ ተጠቃምነት ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ብሓፈሻ፡ ትካላት ትምህርትን ጥዕናን ድማ ብፍላይ ንምዕባይ – ወከልቲ ህዝቢ ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ብ26 ነሓሰ ተቓኒዑ። ንኣገልግሎት ትምህርቲ ብዝምልከት ኣብ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ ኣብ ወለንታዊ ልግሲ ደም ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል – ዝካየድ ጻዕሪ ክሕይል መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ሃይለ...
ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ብ29ን 30ን ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ ዞባታት ናይ ዝርከባ ጨናፍሩ ከምኡ’ውን ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ዋርሳይ ይከኣሎን ማእከል ሞያዊ ስልጠናን፡ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ኣኼባ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ...
ERi-TV, Eritrea – ፍረ ጻዕሪ – ኣብያታዊ ሕርሻ: ዘመናዊ ምርባሕ ከብቲ
ERi-Tv, Eritrea መደብ ማእገር: Three Sisters Graduate Together
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for August 30, 2018
ዒላታት ብፍቓድን መጽናዕትን ዝምልከቶ ኣካል ጥራይ ክኰዓቱ፡ ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣዘኻኺሩ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ሓበሬታኡ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናትን ቦታታትን ኣብ ዒላታት ናይ ምድፋን ስጉምቲ ዝውሰድ – ንኣዋጅ ሕጊ ማይ ቊጽሪ 162/2010ን...
ሃገራዊ ባጤራ ናቕፋ፡ መግለጺ መንነትና፡ እንታይነትና፡ ታሪኽናን መልክዕናን ስለዝኾነ፡ ከምኡ’ውን ንምሕታሙ ከቢድ ወጻኢታት ስለዝሓትት፡ ኣብ ኣተሓሕዛኡ ዝርአ ሸለልትነት ክውገድ – ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ጸዊዑ። ኣብ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ኣካያዲ ስራሕ ክፍሊ...
እንኣትዎ ዘሎና ሓድሽ መድረኽ ሰላም፡ ብልዑል ተወፋይነትን ተበላሓትነትን ብሉጽ ስርዓተ-ትምህርቲ ብምህናጽ፡ ራኢ ሃገር ዘስምሩ ብቑዓት ዜጋታት ኣብ ምዂስኳስ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝህልዎ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም ገሊጹ። ሚኒስተር ሰመረ ነዚ ዝገለጸ፡ ትማሊ...