Author - Staff

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ብ9ን 10ን ሕዳር ኣብ ባህር-ዳር ኣብ ዘካየድዎ ናይ ምምኽኻር ርክብ፡ ኣብ ስሉሳዊ ዝምድናታት፡ ዞባዊ ምዕባለታትን ኣህጉራዊ ጉዳያትን ዘትዮም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢ ኣሕመድን ፕረዚደንት ፈደራላዊት...

ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንጥፈታት ቅድመ-ትምህርቲ ዝግምግም ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባታት ዳህላክ፡ ገልዓሎ፡ ሽዕብ፡ ፎሮ፡ ጊንዳዕን ባጽዕን ዝርከባ መዋእለ-ህጻናት ብሓፈሻ፡ ምስ መባእታ ኣብያተ-ትምህርቲ ተጸጊዐን ዝነጥፋ ከኣ ብፍላይ ዝግምግም ዓውደ-ዘተ፡ ካብ 6 ክሳብ 8 ሕዳር ኣብ ከተማ ባጽዕ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ትምህርቲ ንኡስ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 9 ሕዳር ኣብ ሰዓታት ንግሆ ገይሹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካይዶም

ኣብ ጀርመንን ደቡብ ሱዳንን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣካዪዶም። ብመሰረት’ዚ፡ ኣባላት ህግደፍ ንኡሳን ጨንፈር ደቡብን ማእከልን – ጀርመን፡ ብ3ን 4ን ሕዳር፡ ኣብ ከተማታት ኑረንበርግን ፍራንክፈርትን፡ ዓመታዊ ኣኼባኦም...

ኣስመራ – ምርኢት ኦፐራ ቻይና ህዝቢ ተዓዚብዎ

ዝኽሪ ምምስራት መበል 25 ዓመት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኤርትራን ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን ንምጽምባል – ክካየድ ብዝጸንሐ ዝተፈላለየ ንጥፈታት መሰረት፡ ብምውህሃድ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኤምባሲ ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራን፡ ብ6 ሕዳር ኣብ ሲነማ...

Login

Categories