Author - Staff

ሓበሬታ

ካብ ባሕሪ ዝብገስ ዝናብ፡ ናብ ካልእ ቦታታት ሃገርና ናይ ምቕጻል ተኽእሎ ስለዘለዎ፡ ሓረስቶት – ዝኣኸለ ኣዝርእቶም ብኣጋ ዓጺዶም ወይ ጎኒኦም ክእክቡ ነዘኻኽር።
ሚኒስትሪ ሕርሻ

ሃ.ማ. ሓ. ስ. ኲ. ኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ገስጋስ መደባት ማሕበር ዘትዩ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ማእከል፡ ኣብ ገስጋስ ንጥፈታት ማሕበርን መጻኢ መደባትን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ5 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ኣባላት ማሕበር ዝተሳተፉዎ ኣኼባ፡ ብኣሃዛት ዝተሰነየ ጽማቚ ጸብጻብ ንጥፈታት ማሕበር ኣብ...

ዓዲ-ቐይሕ – 442 ዜጋታት መብጣሕቲ ዓይኒ ተገይሩሎም

ሚኒስትሪ ጥዕና ምስ ጉጅለ ሓካይም ‘ኣልበሰር’ ብምትሕብባር፡ ካብ ንኡሳን ዞባታት ደቀምሓረ፡ ሰገነይቲ፡ ጸሮና፡ ማይ-ዓይኒ፡ ሰንዓፈን ዓዲ-ቐይሕን ንዝመጹ 442 ዜጋታት፡ ኣብ ሆስፒታል ከተማ ዓዲ-ቐይሕ ዕዉት መብጣሕቲ ዓይኒ ኣካዪዱ። ሓላፊ ሆስፒታል ዓዲ-ቐይሕ ዶክተር...

ማእከል – ገዳይምን ኣብነታውያንን መምህራን ተሸሊሞም

ብምኽንያት 5 ጥቅምቲ ዓለማዊ መዓልቲ መምህራን፡ ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ዝነጥፉ 110 ገዳይምን ኣብነታውያንን መምህራን፡ ናይ ዋንጫ፡ ሜዳልያ፡ ወረቐት ምስክርን ገንዘብን ሽልማት ተዓዲሎም። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ...

Login

Categories