Author - Staff

ዓንሰባ – ምሩጽ ዘርኢ ብልቱግ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ በጺሑ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ምርምር ተኻዪዱሉ ንሓረስቶት ዝተዓደለ ምሩጽ ዘርኢ ብልቱግ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ፡ ብ30 መስከረም ኣብ ግላስ ኣብ ዝተዘከረት ‘መዓልቲ ሓረስቶት’ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ክኢላታት ሕርሻ፡ ኣብነታውያን ሓረስቶት፡ ከምኡ’ውን ኣመሓደርቲ ከባቢታት ግላስ፡...

ደቡብ – መብዛሕትኡ ዘራእቲ ኣብ ደረጃ ፍረ በጺሑ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ክራማት ሎም-ዘበን ኣብ ዝበዝሐ ከባቢታት ሰፊሕ ዝርጋሐን ጽቡቕ መጠንን ስለዝነበሮ፡ መብዛሕትኡ ዘራእቲ ኣብ ደረጃ ፍረ ከምዝበጽሐን ጥቡቕ ምክትታል ከምዘድልዮን፡ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣገንዚቡ። ብ3 ጥቅምቲ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም፡ ዋና...

ኣብ ምም/ከባቢ ባራዓሶሊ ዝናብ ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ምምሕዳር ካባቢ ባራዓሶሊ – ንኡስ ዞባ ደቡብ ደንከልያ ብ1 ጥቅምቲ ንሰለስተ ሰዓትን ፈረቓን ዝወቕዐ ብርቱዕ ዝናብ፡ ዕልቕልቕ ብምፍጣር ኣብ ኣባይትን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ። ብሰንኪ’ዚ ዘይንቡር ባህሪያዊ ሓደጋ፡ ኣብ ሰብ ዝወረደ ጉድኣት እኳ...

ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ወኪ-ድባ ተመሪቑ

ልዕሊ 3 ሚልዮን ናቕፋ ዝወድአ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ወኪድባ፡ ብሰንበት 6 ጥቅምቲ ተመሪቑ። እቲ ፕሮጀክት፡ ዒላ፡ ኣብ ሰዓት 30 በርሚል ዝጭንጉዕ ጸሓያዊ ጸዓት፡ መዋህለሊ ገንኢ፡ ከምኡ’ውን ናብ ዓዲ ዝተዘርግሐ መስመርን ኣርባዕተ መዐደሊ...

Login

Categories