Author - Staff

ERi-TV – ልዚብ መንእሰያት፡ ምህዞን ሰንዓን ውድድር ኣብ ሳዋን ፈስቲቫል ኤርትራን ዝቀርቡ ኣብ ናብራታትና ክንጥቀመሎም እንታይ መፍትሒ ከነምጽእ ንክእል

ERi-TV, Eritrea – ልዚብ መንእሰያት፡ ምህዞን ሰንዓን ውድድር ኣብ ሳዋን ፈስቲቫል ኤርትራን ዝቀርቡ ኣብ መዓልታዊ ናብራታትና ከምቲ ዘድሊ ክንጥቀመሎም እንታይ መፍትሒ ከነምጽእ ንክእል

ሓበሬታ

ካብ ባሕሪ ዝብገስ ዝናብ፡ ናብ ካልእ ቦታታት ሃገርና ናይ ምቕጻል ተኽእሎ ስለዘለዎ፡ ሓረስቶት – ዝኣኸለ ኣዝርእቶም ብኣጋ ዓጺዶም ወይ ጎኒኦም ክእክቡ ነዘኻኽር።
ሚኒስትሪ ሕርሻ

ዓሰብ – 20 ደቂ-ኣንስትዮ ብሞያ ሰልጢነን

ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብኣሰራርሓ ዕንቊ ዘሰልጠነን 20 ኣባላቱ፡ ብ4 ጥቅምቲ ኣመሪቑ። ሓላፊት’ቲ ጨንፈር ወይዘሮ ሳዕድያ ኢብራሂም ኣብቲ ስነስርዓት ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡ ደቂ-ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ኮይነን ብቑጠባ ነብሰን ንክኽእላ...

ደቡብ – ፓርክታት ቱሪዝም ይተኣታቶ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ጽላት ቱሪዝም ንምምዕባል፡ ኣብ ሰለስተ ንኡሳን ዞባታት – ኣብ ድባርዋ፡ ደቀምሓረን ዓዲዃላን ፓርክታት ቱሪዝም ንምውዳድ ንጥፈታት ክጅመር እንከሎ፣ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – ትካላት ኣገልግሎት...

ሳዋ – ዳ/ጀ/ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ፡ ኣቶ ሙሳ ሕሴን ናይብ፡ ብ5 ጥቅምቲ ንኣባላት መበል 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ብመንጽር ዘሎ ብድሆታት ሰሚናር ሂቡ። “ማሕበራዊ ፍትሒ ዝነገሳ ሃገር...

Login

Categories