ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ “ሂወት ኣብ ፈተነ” ኣቶ የማነ በራኺ
Interview with Mr. Yemane Beraki author of hiwot ab fetene.
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for October 15, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for October 15, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 15, 2019
ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ብ13 ጥቅምቲ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦመንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን ኣብጺሑ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን፡ መስርሕ...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ደናንሎ – ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ካብ ባህላዊ ናብ ዘመናዊ ኣገባብ ምርባሕ ንህቢ ንኽሰጋገሩ፡ ደገፍ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓቲቶም። ከባቢኦም ንምርባሕ ንህቢ ምቹእ ምዃኑ ብምሕባር፡ ዘመናዊ ኣገባብ ንኽጥቀሙ፡ ናይ ቆፎን ሞያዊ ምኽሪን ሓገዝ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሓረስቶት ምቅይያር ኣዝርእቲ ከዘውትሩን፡ ኣብ ጥረታትን ቅብኣን ክጸቕጡን ዝተገብረ ጐስጓሳት፡ ኣብ ባይታ ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝሃበ ተገሊጹ። ወኪል ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣብቲ ዞባ ወይዘሮ ክብራ ገብረመስቀል ነዚ ዝገለጸት፡ ብ8 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ማእከል፡ ኣብ እምባርዳእ – ንኡስ ዞባ ጋላነፍሒ፡ ንምርባሕን ኣመጋግባን ዓሳታት ኣብ ጥዑም ማይ ብዝምልከት፡ ብ12 ጥቅምቲ ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ዝተፈላለያ ዓድታትን፡ ኣባላት ማሕበር ተራድኦ ኣርባሕቲ ዓሳታት ኣብ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for October 15, 2019
ERi-TV, Eritrea – Sports News for October 15, 2019