Author - Staff

ተጋዳላይ ኣብርሃ ጋርዛ ተሰዊኡ

ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዝነበረ – ገዲም ተጋዳላይ ኣብርሃ ጋርዛ ተኽሉ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ16 ሰነ ኣብ መበል 75 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ ኣብርሃ ጋርዛ፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና 297 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ እትርከብ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና፡ ንክልተ ዓመት ዘምሃረቶም 90 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 297 ተመሃሮ፡ ብ13 ሰነ ብሰርትፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ 46 ብዕረያ ማኪና፡ 39 ብስራሓት ሓጺን፡ 46 ብኤሌክትሪክ፡ 40 ብስራሓት...

ኣብ ዓደ’ርዓዳ፡ ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ተመሪቑ

ኣብ ዓደ’ርዓዳ – ንኡስ ዞባ ጋላነፍሒ ብልዕሊ 2 ሚልዮን ናቕፋ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ቀረብ ዝስተ ማይ፡ ብ15 ሰነ ተመሪቑ። እቲ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ ፕሮጀክት፡ 250 በርሚል ዝሕዝ ገንኢ፡ 4 መዐደሊ ነቑጣታትን 3,450 ሜተር ዝተዘርግሐ ሻምብቆታትን...

ማእከል – ብምኽንያት ‘20 ሰነ’ ስነ-ጥበባዊ መሰናድኦ ቀሪቡ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዳለወ ስነ-ጥበባዊ መሰናድኦ፡ ብ16 ሰነ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ንትርጉምን ርዝነትን መስዋእቲ ዘንጸባርቕ ትሕዝቶ ዝቐረበሉ መደብ ‘ዝናር ጥበባት’፡ ሓላፊ ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ማእከል ኣቶ...

Login

Categories