ERi TV, Eritrea: Upcoming film: ፊልም እቲ ዓቢ ዛንታ
Author - Staff
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሕረትን ዓዲለጅን ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም፡ ካብ ዓዲ-ቐይሕ ክሳብ ኣሸራ ዝኣቱ 22 ኪሎ-ሜተር ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ። ነቲ ስራሕ ዝከታተሉ ዘለዉ ኣባላት ኮሚቴ ልምዓት ከምዝሓበርዎ፡ እዚ ካብ 25 ጥቅምቲ ጀሚሩ ዝጽገን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ገርጠጢ፡ ክሳድዳዕሮ፡ ዓዲቀ-ተዂላ፡ ዓዲ-በዝሓንስ፡ መረብ፡ ገዛ-ላምዛ፡ ተማጅላ፡ ዛውል፡ ዓዲ-ገብራይ፡ ሽከቲ፡ ተራ-እምኒ፡ ዓዲፈለስቲ፡ ዓዲ-ናህባይ፡ ዓዲ-ሎጎን ዓዲሸረፈቶን፡ ኣእካል ብወፈራ ኣኪቦም። ሓላፊ ቤት...
ማእከል ጥዕና ኩዶ-ኣብዑር – ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ካብ 25 ጥቅምቲ ጀሚራ ብጉድለት ጽሬት ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምግታእ፡ ኣብ ነበርቲ ብሓፈሻ ኣብ ተመሃሮ ድማ ብፍላይ፡ ናይ ባህሪ ለውጢ ንምምጻእ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ። ሓላፊ’ታ ማእከል ጥዕና ነርስ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ መስርሕ ምጥርናፍ ዓድታት ምሉእ ብምሉእ ብዘይምጽፋፉ፡ ኣብ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣሉታዊ ጽልዋ ይፈጥር ምህላዉ፡ ኣብ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ጊላይ ሞሳዝጊ፡ ገና ዘይተጠርነፋ ዓድታትን ቁሸታትን...
ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ምስ ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ሞጎሎ፡ ድገ፡ ኣቑርደትን መንሱራን፡ ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ዘትዩ። ካብ 26 ክሳብ 29 ጥቅምቲ ኣብ’ተን ንኡሳን ዞባታት ኣብ ዘካየዶ ዑደት፡ ኣቶ ኣብርሃ ጋርዛ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምስፋሕ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for November 5, 2019
ERi-TV, Eritrea – Sports News for November 5, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for November 4, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for November 4, 2019