Author - Staff

ሎጎ-ዓንሰባ – ኣስታት 186 ሽሕ ናቕፋ ንስድራ-ስዉኣት ተመቓሪሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ኣስታት 186 ሽሕ ናቕፋ፡ ብመልክዕ ሓገዝ ካብ 12 ምምሕዳራት ከባቢ ንዝተዋጽኣ 284 ስድራ-ስዉኣት ተኸፋፊሉ። እቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታትን ዘበርከትዎ ገንዘብ፡ 91 ሽሕ ናቕፋ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ደቂ-ሸሓይ፡...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር 327 ተመሃሮ ኣመሪቓ – ኣብ ዒላ-በርዕድ 112 መንእሰያት ብሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ እትርከብ ቤትትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር፡ 96 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 327 ተመሃሮ፡ ብ22 ሰነ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ ናይ ክልተ ዙርያታት – ማለት ናይ ዓመተ-ትምህርቲ 2019/2020 ከምኡ’ውን ናይ ዓመተ ትምህርቲ...

“ስድራ-ስዉኣት ምድጋፍ ካብ ቀዳምነታትና እዩ” ማሕበር ወነንቲ ታክሲ

ማሕበር ወነንቲ ታክሲ ዞባ ማእከል፡ ስድራ ስዉኣት ንምድጋፍ ብዝወሰዶ ተበግሶ፡ ካብ 2015 ክሳብ 2021 ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ናቕፋ ሓገዝ ከምዝገበረ ገሊጹ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ መንግስ ጊላሚካኤል ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ምሕብሓብ ስድራ-ስዉኣት –...

Login

Categories