Author - Staff

ኣብ ን/ዞባ ሰልዓ 5 ኣብያተ-ትምህርቲ ተመሪቐን

ብምውህሃድ መኸተ ልምዓት፡ ሚኒስትሪ ትምህርቲን ምምሕዳር ዞባ ጋሽባርካን፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰልዓ – ምምሕዳራት ከባቢ ደባ-ሳተ፡ ሓምበክታ፡ ጣሕራ፡ ርከብን ፍቱይን ዝተሃንጻ 5 ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ካብ 21 ክሳብ 24 ሰነ ተመሪቐን። ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 24 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 61 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዚኣቶም፡ 41 ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል፣ 19 ኣብ ከረን – ዞባ...

ደምሒና – ባርዕ ኣብ ሕሩም ሕዛእቲ ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ – ምምሕዳር ከባቢ ደምሒና ኣብ ዝርከብ ሕሩም ሕዛእቲ ብ16 ሰነ ዝተኸስተ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ጉድኣት ከምዘውረደ፡ ደንጒዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ብሰንኪ’ቲ ሓደጋ፡ ልዕሊ 90 ሄክታር ሕዛእቲ...

ኣብ ቤት-ትምህርቲ ዓዲጣፋ-ንፋስ ዝጸንሐ ጽበት መምሃሪ ተፈቲሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ዓዲጣፋ-ንፋስን ኩዶዝብኦን ገንዘቦምን ጉልበቶምን ኣወሃሂዶም ብዝወሰድዎ ተበግሶ፡ ኣብ ቤት-ትምህርቲ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ዓዲጣፋንፋስ ዝነበረ ጽበት መምሃሪ ክፍልታት ተፈቲሑ። በቲ ተበግሶ ብኣስታት 780 ሽሕ...

Login

Categories