Author - Staff

ዓሰብ – ፖሊስ ምስ ህዝቢ ሸኻይቶ ዘትዩ

መደባት ፖሊስ ብዘይ ናይ ህዝቢ ምትሕብባር ክዕወት ስለዘይክእል፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሸኻይቶ – ዓሰብ ምትሕብባሮም ምስ ፖሊስ ከሐይሉ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣዛዚ 3ይ መደበር ፖሊስ ዓሰብ ምክትል ተለንተ ክፍለየሱስ ኢሳቕ፡ ምስ ነበርቲ ሸኻይቶ ኣብ ዝገበሮ...

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ንዋታዊ ደገፍ ረኺቡ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ካናዳ ካብ ዝነብሩ ዜጋታት፡ ዝተፈላለየ ንብረት ብሓገዝ ረኺቡ። እዚ ብተበግሶ ተቐማጢ ቶሮንቶ ኣቶ ኣማኑኤል ዑቕባይ ምስ ‘ጉጅለ ኤሪ ካን ኤብል ቶሮንቶ’ ዝተበርከተ ንብረት፡ ኣብ ኣገልግሎት...

ቀላይ-በዓልቴት – 124 ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሎም

ኣብ ቀላይ-በዓልቴት – ንኡስ ዞባ ማይዓይኒ፡ 40 ደቂ-ኣንስትዮ ንዝርከባኦም 124 ዜጋታት፡ መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ኣማሓዳሪ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ ኣቶ ኣሕመድ ዑስማን፡ እቶም ዜጋታት ብመሰረት ዘቕረብዎ ሕቶ ሃገራዊ ግቡኦምን ግቡእ ቅጥዕታትን ስለዘማልኡ፡ ግቡእ...

ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ተሳቲፋ

ኤርትራ፡ “ምዕባስ ኣፈ-ሙዝ ጠበናጁ፡ ምፍጣር ምቹእ ሃዋህው ንምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ – ካብ 9 ክሳብ 10 ለካቲት ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተቓንዐ መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ኣፍሪቃ ተሳቲፋ። ኣብ’ቲ ዋዕላ፡ ብፈጻሚ ጉዳያት...

ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ መበል 19 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ

ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ “ዕዙዝ ተሳትፎ ንምውሓስ ሰላምን ምዕባለን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ6 ለካቲት – መበል 19 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ መምህር ወልዳይ ገብረ፡ ህዝቢ ምዕሩይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ምሕደራን ቁጠባዊ...

Login

Categories