ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ካናዳ ካብ ዝነብሩ ዜጋታት፡ ዝተፈላለየ ንብረት ብሓገዝ ረኺቡ።

እዚ ብተበግሶ ተቐማጢ ቶሮንቶ ኣቶ ኣማኑኤል ዑቕባይ ምስ ‘ጉጅለ ኤሪ ካን ኤብል ቶሮንቶ’ ዝተበርከተ ንብረት፡ ኣብ ኣገልግሎት ተኣለይቲ ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ዝውዕል እዩ።

ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ፡ ኣቶ ኣብርሃም ክፍለጽዮን፡ ን’ስለቲ ሰናይ ተበግሶ ምስጋና ኣቕሪቡ።

Categories