ሂላል ወርሒ ሸዋል 1443 ሂጅሪያ፡ ሎሚ ቀዳም 30 ሚያዝያ 2022 ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር።

ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሸዋል ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ምስ ዝረጋገጽ፡ ዒድ ጽባሕ ሰንበት 1 ግንቦት ይኸውን።

ምስ ዘይረጋገጽ ግና፡ ሰንበት መዛዘሚት ወርሒ ሮሞዳን ተቘጺራ፡ ሰኑይ 2 ግንቦት ቀዳመይቲ መዓልቲ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ትኸውን። ርሑስ ዒድ! ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን

Categories