ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,734 ክኸውን እንከሎ፣ እቶም 9,631 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 26 ሚያዝያ 2022

Categories