ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ቡያ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ጽሬቱ ዝተሓለወ ማይ ክሰትዩ ከዝበቕዑ ገሊጾም።

ፕሮጀክት ማይ ተተግቢሩ መዐደሊ ነቚጣታት ከምእተሃንጸሉን፡ ውሕስነቱ ዝተረጋገጸ እኹል ማይ ይረኽቡ ከምዘለዉን ሓቢሮም።

እቲ ቀንዲ መከፋፈሊ ማይ፡ ኣብ ማእከል ውሕጅ ዝሓልፎ ሩባ ብምህላዉ ግን፡ ዝምልከቶ ኣካል ቈላሕታ ክገብረሉ ተላብዮም።

Categories