ኣብ ሓውሲ ከተማ ጎልጅ፡ ጣንጡ ዝፋረያሉ ጐዳጉዲ ብምድፋን፡ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝዕላማኡ ወፈራዊ ጽሬት ተኻዪዱ።

እቲ ስራሕ፡ ብምውህሃድ ኩባንያ ህንጻ ብድሆ፡ ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስትን እዩ ተሰላሲሉ።

ዓሶን ካልኦት ኣብ ክራማት ክኽሰቱ ዝኽእሉ ሕማማትን ንምብዳህ ክሕግዞም ድማ – ተሳተፍቲ ናይቲ መደብ ትጽቢቶም ይገልጹ።

Categories