ERi-TV, Eritrea: Drama Series: Jerom (Part 26) – ጅሮም – ክፋል 26. October 20, 2018
Archive - 2018
To watch last series pls click here … Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live...
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ሞቓዲሾ ርእሰ-ከተማ ሶማል ምብጻሕ ስራሕ ኣብ ዝፈጸምሉ – ዘውጽኡዎ ናይ ሓባር ጋዜጣዊ መግለጺ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ክቡር ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ክቡር ወርቅነህ ገበየሁን፡ ብ17 ጥቅምቲ 2018፡ ኣብ ሞቓዲሾ – ሶማሊያ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሞም። እቲ ዑደት፡ ኣካል ናይ’ቲ ኣብ መንጎ...
ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን ኩወይትን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ርድኢቶም ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር ዘስፍሕን መድረኻዊ ግቡኣቶም ዘነጽርን ሰሚናራት ከካይዱ እንከለዉ፡ ውዳበ ሃማደኤ ጨንፈር ጀርመን ድማ መንፈቓዊ ገምጋም ስርሑ ኣሰላሲሉ። ኣምባሳደር...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈደረሽን ሩስያን ፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ፑቲን ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕን – ሚኻኤል ቦግዳኖቭ፡ ትማሊ 19 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቀትሪ ኣብ ህንጻ ሃገር ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ፕረዚደንት...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for October 20, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for October 20, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 19, 2018
ኣዛዚ እዚ ማእከል ብሪጋደር ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም፡ ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓትን ኣገዳስነት ኮማዊ ተሳትፎን – ኣብ ዞባ ደቡብ ምስ ዝነጥፉ ሰብ-መዚ መንግስቲን ሃገራውያን ማሕበራትን፡ ብ12 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ዘተ ኣካዪዱ። ተፈጢሩ ብዘሎ ትስፍዉ...
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ብ17 ጥቅምቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንዝፈጸሙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን፡ ኣብ ሞቓዲሾ ኣብ...