ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ኣዶብሓ፡ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ኣተባባዒ ምህላዉ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ኣቡበከር ዓሊ ሓቢሩ። ኣብ ዝበዝሓ ምምሕዳራት ከባቢ፡ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መባእታ...
Archive - 2018
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ጋላነፍሒ፡ 201 ደቂ-ኣንስትዮ ንዝርከብኦም 520 ዘድሊ ቅጥዒታት ዘማልኡ ዜጋታት፡ ብ1 ሕዳር መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። እቲ መስርሕ ዕደላ፡ ኣብ ዓድታት ላጔን፡ ዓደ-ርዓዳ፡ ዓደ-ምዘማትን እምበይቶን ንካልኣይ ግዜ፡ ኣብ ዓዲባዃዃይ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ንሰለስተ መዓልታት ኣከታቲሉ ብዝሃረመ ዝናብ ዝዓነወ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ንምጽጋን፡ ብማሽነሪ ዝተደገፈ ስራሓት ይካየድ ከምዘሎ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። በቲ ቅድሚ 10 መዓልታት ዝወቕዐ ዝናብ፡ ብፍላይ ብሩባ ማይ-ኡለ ዝወረደ ብርቱዕ ውሕጅ፡ ኣብ’ዚ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ ተራ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ዘተ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሃብታይ ተስፋዝጊ፡ ምስ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሕሸምለ፡ ሓይነባ፡ ዑናቡር፡ ሃዳሙ፡ ኢግላ፡ ሳፊራ፡ መሰጎሎ-ዙላ፡ ሲቢራሶን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲተከለዛን፡ ኣብ ዝሓለፈ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተሰላሰለ፡ ምፍዋስ ማይ ክዖታት፡ ሕርሻዊ ንጥፈታት፡ ምጽራግ ጽርግያታት፡ ምግራብ፡ ምጽራግ ብድበት ዝመልኣ ዲጋታትን ምዅዓት ዒላታትን ዘጠቓለለ ኮም ዝመርሖ ወፈራታት፡ ኣብ ምርጋእ ኣከባብን መነባብሮ ነበርቲን...
ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ኩወይት፡ ብምኽንያት ‘መዓልቲ ኣፍሪቃ’ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት ክሳተፍ እንከሎ፡ ሃማደኤ ጨንፈር ኢጣልያ ድማ፡ ኣቲናዮ ምስ ዘሎና ሓድሽ ምዕራፍ ዝጠዓዓም ውጥን ስራሕ ኣውጺኡ። ብ30 ጥቅምቲ ኣብ ኩወይት ኣብ ዝተኻየደን፡ ማሕበረ-ኮማትን...
ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ፡ ብቕዓቱ ዝሓለወ – ዝተማልአ ኣገልግሎት ንምሃብ ዝዓለመ ንጥፈታት የሰላሰል ከምዘሎ፡ መዲካል ዳይረክተር ናይ’ቲ ሆስፒታል ዶክተር ያቆብ ሓሰን ሓቢሩ። እዚ ኣብ 13.6 ሄክታር ተደኲኑ ዝርከብ ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል፡ በብእዋኑ...
ቃለ መሕተት ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ቀዳም 3 ሕዳር 2018 ሰዓት 8፡00 ምሸት … Tune in to Denden Media streaming sources Unauthorized…
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for November 2, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 02 ሕዳር 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.