Archive - 2018

ባረንቱ – ሆስፒታል መወልዳን ብዘይምቁራጽ ኣገልግሎት ይህብ

ክፍሊ መወልዳን መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ፡ ብዘይ ዝኾነ ናይ መዓልትታት ብኲራት፡ ናይ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ፡ እዚ ድማ – ጥዕና ነፍሰጾራትን ዕሸላትን ንምውሓስ ኣብ ዝካየድ ጻዕሪ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዘለዎ ተገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ክፍሊ ዶክተር ታሚት...

ማእከል – ልዕሊ 6,000 ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሎም

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ኣዋርሕ ብዝተሰላስለ መስርሕ ዕደላ መሬት ጤሳ፡ 2,254 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም ልዕሊ 6,000 ዜጋታት መሬት ተዓዲሎም። ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር መሬትን ማይን ኣቶ መኮነን ማኢል፡ ንዝተኻየደ መስርሕ ዕደላ ጤሳ...

ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኣብ ምሕያል ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዳ

ሚኒስተር ፍትሒ ፈውዝያ ሃሽም፡ ብ6 ሕዳር – ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ምሕያል ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዳ። ኣብቲ ሓለፍቲ ኣካላት መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን ሃገራውያን ማሕበራት ዝተረኽቡሉ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሚኒስተር...

ሓጋዝ – ኣብ ምግራብ ውጽኢታዊ ስራሕ ተሰላሲሉ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ መበቈላዊ ሃብቲ ገረብ ኣብ ምዕቃብን ሓደስቲ ኣብ ምትካልን ዘካይድዎ ዘለዉ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ገሊጾም። ሃብቲ ገረብ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክበርስ ብምጽንሑ ኣብ ኣከባቢ ሳዕቤናት ከምዘኸተለ ዝሓበሩ ወሃብቲ ርእይቶ፡ ኣብ’ዚ...

ትካላት ኣገልግሎት ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተወዲቡለን

ወነንትን ሰራሕተኛታትን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ምቊጽጻር ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ድማ ብፍላይ ተመዝጊቡ ዘሎ ዓወት ንምዕቃብ ኣበርክቶኦም ከሐይሉ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ...

Login

Categories