ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 123 ዲጋታትን ራህያታትን ኣርባዕተ ዓሌታት ዓሳ ንምፍራይ – ብ23 ጥሪ ኣብ ዝተወደበ ዓውደ-መጽናዕቲ ተዘትዩ። ብመሰረት ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ኣብ ዝርከባ ዲጋታት፡ መብዛሕትኦም ኣብ ጥዑም ማይ ዝነብሩ ዓሳታት ክፋረዩን...
Archive - 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 25, 2018
ERi-TV መደብ ማእገር: Disabled Student Overcomes Obstacles In Order To Attend School.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News – January 24, 2018
ነበርቲ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ናይ ቀረባ ተጠቀምቲ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክንከውን በቒዕና” ክብሉ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ኣብ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ክሳብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣገልግሎት ትምህርቲ፡ መደበር ጥዕናን ፕሮጀክት ጽሩይ...
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ (ሃማመተኤ)፡ ኣብ መቓን ናይ’ቲ ምስ ሃገራዊ መደባት ልምዓትን መኸተን ተሳንዩ ዝወጸን ክሳብ 2021 ዝዝርጋሕን ናይ 5 ዓመታት ስትራተጂካዊ ውጥን ምርኲስ ብምግባር፡ ኣብ 2017 ዝዓመሞ ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ናይ 2018...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ተራ ህዝቢ ኣብ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ኣብ ምጽጋን ጽርግያታትን ምሕጋዝ ስድራ ስዉኣትን ተሞጒሱ። ብልዑል ኮማዊ ሱታፌ 3,700 ሜተር ኲብ ከትሪ ከምእተሰርሐ፡ ልዕሊ 41 ሽሕ ፈልሲታት ገረብ ከምእተተኽለ፡ ንስድራ ስዉኣት ኣብ ወቕቲ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ግላስ፡ ኣሸራ፡ ዓድ- ኣረይ፡ ሸበቕን ዓድ-ዑመርን፡ ናብ ዓዶም ዘእቱ 45 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ ናይ ምጽጋን ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። እቲ ካልኣይ ወርሑ ሒዙ ዘሎ ዕማም፡ ካብ ምምሕዳር ከባቢ ግላስ...