ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XIII ( ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣብ ከተማ ዓሰብን ኣፋምቦን ዝተግብረ ውድድር) – February 17, 2018
Archive - 2018
ሚኒስትሪ ትምህርቲ ምስ መሻርኽቱ ብምዃን ኣብ ኣቚርደት ዝኸፈቶ ‘ማእከል መሰልጠኒ መባእታዊ ሞያታት’፡ ኣብ ወርሒ ሰነ 2017 ኣብ ዝጀመሮ ቀዳማይ እብረ መደቡ፡ ብዝተፈላለየ ሞያታት ን8 ኣዋርሕ ዘሰልጠኖም 163 መንእሰያት ኣመሪቑ። ብ15 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ስነ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ዳይረክተራትን ሱፐርቫዘራትን ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምሕያል ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ዘተኰረ ርክብ፡ ብ8 ለካትቲ ተኻዪዱ። ሓላፊ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ተስፋይ ስብሃቱ፡ ተመሃሮ ጻዕራማትን ተወዳደርትን ክኾኑ – ተራን...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ክሳብ 2030 ዓመተ- ምህረት ክውቃዕ ዝተወጠነ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ንምስማር ዝሕግዝ መርሓ-ጐደና፡ ብ15 ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ኦሮታ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓንጺጹ። እዚ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ጥዕናን ዓለማዊ ውድብ ጥዕናን ዝተዳለወ መርሓ ጐደና፡...
ERi-TV ፊዮሪና (Fiorina) – Music, Drama and Comedy for and by Youth –
February 16, 2018
ERi-TV ገለብ ደሐን – Interview with nurse Saleh Abubeker – ኢፋል እግል ክሽቦ- ነርስ ሳሌሕ ኣቡበከር
ERi-TV ገለብ ደሐን – Interview with nurse Saleh Abubeker – ኢፋል እግል ክሽቦ – ነርስ ሳሌሕ ኣቡበከር
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for February 16, 2018
ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም እስማዒል መሺሾ (ኣመሪካኒ)፡ ትማሊ 15 ለካቲት ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ኣስመራ ተሰዊኡ። ኣብ 1959 ኣብ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ – ሓራካ ዝተጸንበረን ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት መሪሕነት ዘገልገለን ተጋዳላይ ኢብራሂም...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ዕድመ ግርዝውና ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርኣዩ ለውጥታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ወርሓዊ ጽግያትን ጽልዋኡ ኣብ ትምህርቲን ድማ ብፍላይ ዘተኰረ – ንልዕሊ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣስተምህሮ ሂቡ። እቲ ኣስተምህሮ፡ ደረጃ ንቕሓት...