Archive - 2018

ዶክተር ንርኣዮ ተኽለሚካኤል ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ዶክተር ንርኣዮ ተኽለሚካኤል ኣግያስ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ16 መጋቢት ኣብ መበል 77 ዓመት ዕድመኡ፡ ኣብ ስያትል – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ዶክተር ንርኣዮ፡...

ሓረስቶት ገድገድን ሽዕብ ቀጢንን ንክራማት ከበሳ ይዳለዉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ሓረስቶት ገድገድን ሽዕብ ቀጢንን፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ብግቡእ ናብ ግራውቶም ንኽኣቱ፡ ኣብ ምስራሕን ምጽጋንን መእለዪ ወሓይዝን ዓግማትን ከምኡ’ውን ኣብ ምምድማድ ግራውቲ ዝቐንዐ ወፈራዊ ስራሓት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡...

ተቐማጦ ዓዲ-ንኣምንን ዓቢ-ግራትን ወፈራዊ ማእቶት የካይዱ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲንኣምን – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባን ምምሕዳር ከባቢ ዓቢ-ግራት – ንኡስ ዞባ ዓዲ- ቐይሕን፡ ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብን ጽርግያ ኣብ ምጽጋንን ዝቐንዐ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ- ንኣምን፡ መዓልታዊ...

ደቡብ – ኣብ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ተዘትዩ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዝነጥፉ ኣባላቱ ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ዝዝቲ ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ብ22 መጋቢት ኣብ መንደፈራ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ ኣተኣላልያን ምሕጋዝን ማሕበራዊ ሽግራት ዘለዎም...

ኤርትራ፡ ብምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት ተሞጒሳ

ኣህጉራዊ ማእከል ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት፡ ኤርትራ ብደረጃ ኣፍሪቃ ጸብለል ከምዝበለት፡ ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት’ቲ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ፡ ኤርትራ ኣብ ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት፡ ብኹሉ መለክዒታት ኣብ’ታ ኣህጉር ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ...

Login

Categories