ERi TV Arabic Evening News from Eritrea for April 18, 2018 – Eritrean News, Eritrea
Archive - 2018
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዕለታዊ ዜና ስፖርት – 18 ሚያዝያ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – ናይ ምሸት ፈነወ – 18 ሚያዝያ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi TV Tigrinya Evening News from Eritrea for April 18, 2018.
ERi TV Arabic News from Eritrea for April 18, 2018.
ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይልን ዓዲ-ቐይሕን፡ ኣብ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ብዝተኻየደ ናይ ምቊጽጻር ስራሕ፡ ልዕሊ 150 ሽሕ ናቕፋ ዝግመት ዕለቱ ዝወደቐ ሃለኽቲ ተቓጺሉ። እቲ ንብረት፡ ዝብላዕ፡ ዝስተ፡ ዝልከን ንመሕጸቢ ሰብነት ዘገልግልን ከም ዘጠቓልል፡ እተን...
ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣብ 250 ሄክታር ኣብ ዝለምዐ ዕፉን ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምቊጽጻር ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ በረኸት ተኽለስላሰ፡ ነቲ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ዝተራእየ ባልዕ ንምግታእን ኣብ...
ኣባል ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ገዲም ተጋዳላይ ያቆብ ገብረስላሰ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ17 ሚያዝያ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ገዲም ተጋዳላይ ያቆብ፡ ፈለማ ኣብ ዕጥቅን ስንቅን ውድብ ብዝተፈላለየ ጽፍሒታት...
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱን መንሱራን ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብምግምጋም፡ ውጽኢት ተመሃሮ ንምድንፋዕ ዝሕግዝ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሱፐርቫይዘራት፡ ርእሳነ- መማህራን፡ ሓለፍቲ ኣሃዱታት፡ ኣመሓደርቲ ከባቢታትን ወከልቲ ህዝብን ዝተሳተፍዎ ገምጋም፡...
ERI-TV ዶክተራት ኣብ ስቱዲዮ፡ ዶ/ር ዓልያ ኢብራሂም ሙዓልም – Doctors In Our Studio – Dr. Alya Ibrahim Mualim, DDS
ERI-TV ዶክተራት ኣብ ስቱዲዮ፡ ዶ/ር ዓልያ ኢብራሂም ሙዓልም – Doctors In Our Studio – Dr. Alya Ibrahim Mualim, DDS – ዛዕባ ሕማማት ግርጻን.