Archive - 2018

ጎልጅ – ኣብ ምክልኻል ሕማም ዓሶ ውጽኢት ተመዝጊቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ ሕማም ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምክልኻልን ንምቊጽጻርን ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእትረኸቦ ተሓቢሩ። ነቲ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ንምግምጋም ብ25 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ 2017 ምስ’ቲ ቅድሚኡ ዝነበረ...

ደቡብ – ባህርያውን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታት ተዘትዪሉ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ክኽሰቱ ዝኽእሉ ባህርያውያንን ሰብ-ሰርሖምን ሓደጋታት ንምልላይን፡ ሳዕቤናቶም ንምግታእን ንምንካይን ዝሕግዙ ሜላታት ንምንዳይን፡ ብ27 ሚያዝያ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኰሰ ዘተ ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ክፍልታት ዞባን ግንባርን፡...

ዓለማዊ ‘መዓልቲ ድሕነት’ ብዝተፈላለየ መደባት ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ ድሕነት – 28 ሚያዝያ፡ ኣብ ሃገርና ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ብምኽንያት’ቲ ዕለት፡ ኩባንያ ‘ሊብያ ኦይል’ ምስ ክፍሊ ህንጻዊ ስራሓት ዞባ ማእከል ብምትሕብባር፡ ኣብ ክልተ ጐደናታት ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ መንገዲ ኣጋር ቀለም ናይ...

Login

Categories