Archive - 2018

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኢጣልያ፡ ብልዑል ማዕርግ ተቓኒዑ

ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኢጣልያ፡ ካብ 30 ሰነ ክሳብ 1 ሓምለ ኣብ ከተማ ሚላኖ ብልዑል ማዕርግ ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ – ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ ዝኸፈቶ ፈስቲቫል፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢጣልያ...

ነበርቲ ዓዲ-ጸጓር ብተበግሶኦም ራህያ ሰሪሖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ነበርቲ ዓዲ-ጸጓር፡ ብተበግሶኦም ንሰብን ጥሪትን እተገልግል ራህያ ሰሪሖም። እቶም ነበርቲ፡ ኣድማዕነት ናይ’ቲ ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም ጸገማቶም ንምፍታሕ ዘሰላሰልዎ ንጥፈት ስለዝተገንዘቡ፡ ኣብ ትግባረ ዝውጠኑ መደባት ብዝለዓለ...

ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ውጥን ስራሕ ነዲፉ

ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምውህሃድ፡ ካብ 24 ክሳብ 29 ሰነ፡ ንሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ኣብ ዝወደቦ ስልጠና፡ ንዘሎ ጸጋታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ካብ 2019 ክሳብ 2023 ዝዝርጋሕ ስተራተጅያዊ ውጥን ነዲፉ።...

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ሰፊሕ ምይይጥ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ስራሕ ዑደት፡ ትማሊ 3 ሓምለ ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተራኺቡ፡ ሰፊሕ ምይይጥ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ፕረዚደንታዊ...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ 200 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ቤት-ምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ፡ ን2 ዓመታት ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ዘምሃረቶም 80 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 200 ተመሃሮ፡ ብ1 ሓምለ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ 30 ብዕረያ መኪና፡ 24 ብምህንድስና፡ 29 ብንድፊ፡ 29 ብኤለትሪክ፡ 25 ብኤለትሮኒክስ፡...

Login

Categories