ኣብ ጁባ – ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን፡ ንመስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓፈሻ፡ ነቲ ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ዝተኸተመ ኣዋጅ ‘ሰላምን ምሕዝነትን’ ድማ ብቐንዱ ዝድግፍ ሰልፊ ብ22 ሓምለ ኣካይዶም። ኣብ’ቲ ብኤምባሲታት...
Archive - 2018
ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ጽላለ፡ ብጋንታታት ተወዲቦም ዘሰላስልዎ ዘለዉ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ብዘለዓለ ክቕጽልዎ ምዃኖም ገሊጾም። እቲ ኣብ ምስራሕ ከትርታት፡ ዛላታትን ከዘንቲ ማይን ዘተኰረ ንጥፈታቶም፡ ኣብ ምርጋእ ኣከባብን...
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኣባላትን ተኸታተልትን – ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፈይስ-ቡክ፡ ዩትዩብን ትዊተርን ዝነጥፍ ጉጅለ ፓልቶክ “ኢ.ፒ.ኤል.ኤፍ – ህግደፍ ቪዥን ሩም” ዝኾኑ ዜጋታት፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ስዉኣት፡...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 23 ሓምለ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ትማሊ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዕድመ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣብ ስዑድያ ኣብ ዝገበሮ ናይ ሓደ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 26, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for July 26, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 25, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Arabic News for July 25, 2018
July 25, 2018 – Evening Tigre Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ መደምደምታ ናይ’ቲ ኣብ መንጎ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን፡ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ...