ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ዓርቢ 10 ነሓሰ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ገይሹ። ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበጽሓሉ ድማ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
Archive - 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 11, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 10 ነሓሰ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሃገረ ጀርመን ሕክምናዊ ክትትል ክገብር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ30 ሓምለ ኣብ መበል 69 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ካብ 1963...
ገዲም ተጋዳላይ ብሪጋደር ጀነራል ተመስገን በርሀ፡ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ6 ነሓሰ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1965 ዓመተ-ምህረት ኣብ ትሕቲ ጽላል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተወዲቡ ከም...
መንግስቲ ኤርትራ፡ ነቲ መንግስቲ ካናዳ ምእንቲ ካልእ ኣጀንዳታቱ ኢሉ፡ ብዛዕባ ንግስነት ስዑድያ ዘውጸኦ ኢሓላፍነታዊ ናይ ንዕቀት ምትዂታዂን (provocation) ታህዲድን (blackmail) እናዀነነ፡ ንመንግስቲ ስዑዲ ዓረብ፡ ምእንቲ ልዑላዊነቱ ጥራይ ዘይኰነ፡...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 9 ነሓሰ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምስ ዝፈጸመ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲዓረብ ዓድል ኣልጁቤር፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድናን ዞባዊ ምዕባለታትን ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዱ። ኣብቤተ...
ERi-TV, Eritrea – Weekly sports review – Broadcast August 9 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 10, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 10, 2018