ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ-ስዉኣት ዝውዕል ኣስታት 190 ሽሕ ዶላርን 204 ሽሕ ናቕፋን ወፍዮም።

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣስታት 187 ሽሕን 300ን ዶላር ከውፍዩ እንከለዉ፡ ማሕበር ወነንቲ ኣውቶቡስ ዓወት 180 ሽሕ ናቕፋ፡ ተመሃሮ ቤትትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ሓላይ ድማ 24 ሽሕ ናቕፋ ከምዘወፈዩ፡ ካብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

Categories