Entertainment

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሱዳን፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያን ኣውስትራልያን፡ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱምን ከባቢኣን፡ ብ1 መጋቢት፡ ኣፍልጦኦም ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ዞባውን...

You will love Vlog

Vlog is a carefully crafted WordPress theme with a focus on your video content. It will suit the needs of any personal video blog, all the way to complex magazine websites. Whether you need a website for video blogging, video tutorials and lessons or any sort of viral video sharing, Vlog is the perfect choice. YouTube, Vimeo, Dailymotion and other common video content never looked better!

Purchase now

Latest videos

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሱዳን፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያን ኣውስትራልያን፡ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱምን ከባቢኣን፡ ብ1 መጋቢት፡ ኣፍልጦኦም ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያትን ዘዕቢ ሰሚናር...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብክብ ዝበለ መዓርግ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “ሰላም ውጽኢት ጽንዓትና፡ ልምዓት ፍረ ዕዮና!” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ መላእ ሃገር ብኽብ ዝበለ መዓርግ ተዘኪራ። ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኤክስፖ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ፕረዚደንት ሃማደአ ወ/ሮ ተኽኣ...