Latest videos

ዓዲ-ተከሌዛን – ዋሕዲ ማይ ንምፍታሕ ጻዕርታት ይካየድ

ዋሕዲ ዝስተ ማይ ሓውሲ ከተማ ዓዲ-ተከሌዛን ንምፍታሕን ቀጻልነቱ ንምውሓስን ብዞባ ደረጃ ዝወጸ መደብ ንምትግባር፡ ነበርቲ ስሩዕ ወፈራዊ ስራሓት የካይዱ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቶም ነበርቲ – ንሻምብቆታት ዝኸውን ጐዳጒዲ ኣብ ምዂዓትን፡ መኸዘኒ ማይ...

ሎጎ-ዓንሰባ – ውዳበታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምዕዛዝ ይስራሓሉ

ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንምሕያልን ተጠቃምነተን ኣብ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምዕባይን፡ ውዳበታተን ክዓዝዝ ከምዝግባእ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ ምስ ተመሃሮ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ተገሊጹ። ሓላፊት ሃማደኤ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ወይዘሮ ጽገወይኒ...

ምርኢት ኢደ-ስራሓት ኣብ ጐደና ሓርነት. . .!

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ብሃማደኤ ዞባ ማእከል ዝተወደብ ንፈጠራዊ ተበላሓትነት ደቂ-ኣንስትዮ ዘጒልሕ ምርኢት ኢደ-ስራሓት፡ ብ24 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ኣብ’ዚ ኣብ ጐደና ሓርነት – ኣፍደገ ቤት- ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ዘሎን...

Login

Categories